ተወሳኺ ደኩመንት ወይ ወረቓቕቲ እንተለካ ኮሚሳርያት CGRS ከተቕርብ ትኽእል.

ካልእ ኩሉ ዘለካ ደኩመንት ወረቓቕቲ ናብ ቤት ጽሕፈት ኮሚሽን ስደተኛታት ክትሰድድ እንተደሊኻ ብኢመይል በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትሰድድ ክትሰድድ ትኽእል። ኣብቲ ትሰዶ ኢመይል ድማ ሙሉእ ስምካን ቁጽሪ ፋይልካን ክትጠቅስ ኣለካ።

ኦሪጂናል ደኩመንት ወይ ወረቓቕቲ ናብ ቤት ጽሕፈት ኮሚሳርያት ጉዳይ ስደተኛታት ( CGRA ) ክትሰድድ ምስ እትደሊ ብጶስጣ ናብዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትልእኾ ትኽእል፥ CGRA – Ernest Blerotstraat 39, 1070 Brussels.

convocatiebrief

convocatiebrief